Showing 121-124 of 124 Books
ድሙን ከልብን እታ እንቋቑሖን ድሙን ከልብን እታ እንቋቑሖን

ድሙን ከልብን እንቋቑሖ ይረኽቡ።
ኩሉ በይኑ።
ናይ መን እንቋቑሖ ክኸውን ይኽእል?

$0
ድሙን ከልብን እታ ኩዑሶን ድሙን ከልብን እታ ኩዑሶን

ድሙን ከልብን ናብ ሓድሽ ጀብሃ ኣብ መንገዲ ኣለዉ።

ኩዕሶ ሒዞም ክጻወቱ እዮም።

$0
ድሙን ከልብን ከልቢ ቆሪሩ ኣሎ ድሙን ከልብን ከልቢ ቆሪሩ ኣሎ

ለይቲ ኮይኑ ከልቢ ድማ ቁሪ ኣሎ።
ድሙ ክትሕግዞ ትፍትን።
ኩሉ ዓይነት ክዳውንቲ ክለብሶ ትቕርበሉ።
ክሕግዝ ድዩ?

$0
ድሙን ከልብን ዝናብን ድሙን ከልብን ዝናብን

ድሙን ከልብን ብእግሮም ናብ ቤት ትምህርቲ ይኸዱ ኣለዉ።
ሽዑ ሃንደበት ብርቱዕ ዝናብ ክዘንብ ይጅምር።
ዕድል ኮይኑ ኤለፋንት ልክዕ...

$0